ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት

ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ምኽርታት

パッケージ:
com.afromium.learn.tigrigna.tips
ダウンロード:
10K
サイズ:
5.7 MB
Android 要件:
4.1 以上
アップデート:
2018年10月26日
36
最新バージョン:
3.5
年齢:
無料 ダウンロード

ሓድሽ ቋንቋ ኣብ ምምሃር ዝሕግዙ ኣገደስቲ ምኽርታት. መብዛሕቲኦም ሰባት ሓድሽ ቋንቋ ብዓወት ናይ ምምሃር ዓቕሚ ኣሎዎም። ዝበዝሑ ነዚ መስርሕ ኣብ ጭቡጥ ግዜ ኢዮም ዘሰላስልዎ፣ ብፍላይ ድማ እቶም ብኣድማዒ ኣገባብ ዝተማህሩ። ወላ ውን ገለ ውሱናት ሰባት ሓዲሽ ላህጃ ኣብ ምምሃር ዘድልዮም ብቕዓት ከም ድላዮም እንተዘይብሎም፣ ጽቡቅ ኣገባብን ሓያል ተወፋይነትን ግን ብሓፈሻ ዕዉት ዝኾነ ምልከት ናይ ሓደ ሓድሽ ቋንቋ ከምጽእ ይኽእል።.

コメント

のアプリ Afromium Digital Solutions