አዛ ኣፕ ፊደላት፡ ኣሃዛት፡ ሰላምታ፡ ዕዳጋ፡ ኣዋርሕ፡ ኣገላልጻ ሰባት፡ ወቕትታትን ኩነታት ኣየርን ካልእን ትሕዝቶታት ብቛንቓ ጀርመንን ትርጉሞም ብ ትግርኛን ሓዚላ ትርከብ። አዛ ኣፕ ኣብ ቐጻሊ ምዕባለ አያ ትርከብ። ስለዚ ቐጻሊ ሓድሽ ትሕዝቶታት ክውሰኻ አዩ። ዝኾነ ርእይቶ ምስዝህልወኩም ብ alemeyapp@gmail. Com ርኸቡና።. This App helps you teach yourself the basic German in Tigrigna language. ኣርእስትታት. ፊደላት ፡ ቑጽርታት. ሰላምታ. ሰዓት ፡ መዓልታት ፡ ኣዋርሕ. ዕለት ፡ ወቕትታት. መግቢ. ዕዳጋ. ኩነታት ኣየርን ክሊማን.
コメント