Tigrinya Riddles ሕንቅል ሕንቅሊተይ

Tigrinya Riddles ሕንቅል ሕንቅሊተይ

パッケージ:
com.afromnet.tigrinya.riddles
ダウンロード:
10K
サイズ:
3.7 MB
Android 要件:
4.0 以上
アップデート:
2018年11月12日
16
最新バージョン:
3.0
すべてのバージョン
年齢:
無料 ダウンロード

ሕንቅል ሕንቅሊተይ ብትግርኛ. Tigrigna Riddles, Tigrinya Riddles. ሕንቅልሕንቅሊተይ. መሰነይተይ ሕንቅልሕንቅሊተይ ሓደ ሓሳብ ወይ ሕቶ ኾይኑ፣ ኣብ ውሽጡ ዝተሰወረ ወይ ድርብ መልእክቲ ዘለዎ ኢዩ። እቲ ናይ ብሓቂ መግለጺኡ እኳ ኣብ ክትዕ ዘሎ እንተኾነ ከምዚ ዝስዕብ ክግለጽ ይክእል፣ ሕንቅልሕንቅሊተይ ማለት ሓደ ባህላዊ ናይ ቃል ኣገላልጻ ኮይኑ ሓደ ወይ ልዕሊኡ ገላጺ ክፋላት ክሕዝ ይኽእል፣ እዞም ጽምዲ ክፋላት ተጻረርቲ ክኾኑ ዝኽእሎ ኮይኖም ፣ እቲ ዝሕተት ዘሎ ባእታ ከኣ ይግመት።.

コメント

のアプリ Afromium Digital Solutions